ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1108 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
Apprendre le français pour être autonome
Ateliers linguistiques pour apprendre le français, être autonome, trouver un emploi, comprendre la culture...

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ናጻ ንምዃን ክትክእሉ።
ምስታፍ ፣ ደቀንስትዮ ኣብ ናይ ቋንቋ ፈረንሳዊ ዓውደ መጽናዕትታት ናጻ ንምዃን፡ ምስ ሓደስቲ ሰባት ንምርኻብ፡ ባህሊ ፈረንሳ ንምርዳእ

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ
ምምሃር ካብ ፊደላት ናብ ደረጃ B1 ንምስግጋር ኣብ ሰሙን 4 ሰዓታት ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ

ምርካብ ትምህርት ቋንቋ ፈረንሳ
ምርካብ ምስ ደረጃኻ ዝተመዓራረየ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት፣ DALF ንደ.ወ.ሓ.ትን ዲ.ኤፍ.ኤን ምድላው፣ ሓገዝ ምስ ዲፕሎማ ኣፍልጦ

ምምሃር ናጻ ዝገብረኩም ፈረንሳ ተማሃር
ምኽኣል ምስ ደረጃኻ ዝተመጣጠነ ኮርሳት ፈረንሳ፡ ባህሊ ፈረንሳ ርኸብ፡ ናጻ ኩን፡ ብዝበለጸ ምውህሃድ

ምምሃር ንመዓልታዊ ህይወት ዝጠቅም ቛንቋ ፈረንሳ
ምርካብ ንዓበይቲ ዝኾነ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት ምስ ዝተመጣጠነ ደረጃታት፣ መዓልታዊ ቃላት፣ ንጥፈታትን ምውጻእን።

ምውሳድ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
ምርካብ ካብ ትምህርቲ ምጽሓፍን ምንባብን ክሳብ C2 ንኹሉ ደረጃታት ዝኸውን ናይ ፈረንሳ ጉጅለ ኮርሳት፡ ኣብ ብሪግኖለስ Brignoles

ቋንቋ ፈረንሳ እሞ ተመሃሩ ኣብ ሞያዊ ውህደትካ ሓገዝ ውሰዱ
ምርካብ ኮርሳት ፈረንሳ፡ ምሕያል መሰረታዊ ፍልጠት፡ ዲጂታላዊ ቴክኖሎጂ፡ ምድላው ንሞያዊ ውህደት

ምስታፍ ኣብ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ ንጀመርቲ
ናይ 7 ሰሙን ምሉእ ግዜ ናይ ፈረንሳ ስልጠና ንደረጃ A1, TCF, ምምሕዳራዊ ኣገባባት, ስራሕ

ምውሳድ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃ A1ን A2ን
ምስታፍ ኣብ ኮርሳት ናይ ቋንቋ ፈረንሳ፡ ዕላል፡ ምምሕዳራዊ፡ ኮምፒተር፡ ባህሊ ኣብ ፓሪስ

ምኽኣል ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ
ምርካብ ብሕታዊ ኮርስ ብቋንቋ ፈረንሳ ክትመሃርን ክትስጉምን፣ ሞያዊ ፕሮጀክት ንምህናጽ

ምውሳድ ቋንቋ ትምህርቲ ፈረንሳ
ምኽኣል ኣብ ቱሉዝ Toulouseካብ A1 ክሳብ B2 ዝወሃብ ኮርሳት ፈረንሳ፡ ምስ ንጥፈታትን ደገፍን።

ምርካብ ደገፍ ድሕሪ ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ንስራሕ ዝኸውን
ምስፋት ኣብ ናይ 4 ወርሒ ስልጠና ብቋንቋ ፈረንሳ ብዝበለጸ ብኣፍ ንምርድዳእን ብቐሊሉ ስራሕ ንምርካብን።

ምምዕባል ኣብ ቋንቋ ፈረንሳን ባህላዊ ንጥፈታትን
ምርካብ ስልጠና ንሓደስቲ መጻእቲ ምስ ትምህርትን ንጥፈታትን ፈረንሳ

ምምሃር ብናጽነት ዘናብር ቋንቋ ፈረንሳ
ኣብ መዓልታዊ ህይወት ንምቕላል ደረጃ ኣፋውን ጽሑፋውን ንምምሕያሽ ዝወሃብ ኮርሳት ፈረንሳ

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ፈተና ውሰዱ
ምእንቲ ናይ ጽሑፍን ኣፋውን ደረጃኻ ንምምሕያሽ ዝወሃብ ኮርሳት ፈረንሳ (ደረጃታት A2, B1 and B2)

ምእንቲ ናጻ ክትኮኑም ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ
እንተደኣ ናይ ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት (ኩሉ ደረጃታት) ዝወሃብ ናይ ቋንቋ ኮርስ ፈረንሳ

ምምሃር ንስራሕ ዝኸውን ቋንቋ ፈረንሳ
ቋንቋ ሞያዊ ኮርሳት ፈረንሳን ምድላው DELF/DILFን።

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ንመዓልታዊ ህይወት ዝጠቕም
ቋንቋ ፈረንሳ፡ ምጽሓፍን ምንባብን፡ ስሌታት፡ ዓውደ መጽናዕቲ ኣደን ህጻንን፡ ንጥፈታት ኣብ መንጎ ደቂ ኣንስትዮ

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳን ምርካብ ደገፍ ረኸብ ኣብ ኣገደስቲ ነገራት ናይ ህይወት
ደረጃኹም ንምምሕያሽን ምእኝቲ ክትክእሉ ናጻ ክትከውንን ትምህርትን ዓውደ መጽናዕትታትን ቋንቋን ፈረንሳ ርኸቡ

ምርካብ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ Niort ንዋኽት
ኣብ Niort ንዋኽት ንዝወሃቡ ኮርሳትን ንጥፈታትን ፈረንሳ ንምርካብን ንምምዝጋብን ዝሕግዝ ሓበሬታን ደገፍን ምእንቲ ክትረኽቡ።

ምውሳእ ኣብ ትያትር ንምምሃት ቋንቋ ፈረንሳ
ብኣብ ሰሙን 3 ሰዓታት ትያትርን ፈረንሳን ድሕሪኡ ኣብ ሆቴል ወይ ቤት መግቢ ክትሰርሕ ተኽእሎ ዘለዎ ስልጠና ፣ንምስታፍ ዘኽእል መደብ

እዚ ፋይል'ዚ እውን የገድሰኩም ይኸውን'ዩ
ምህላው ናይ ፈረንሳ ደረጃ ብቕዓት ምስክር ወረቐት
ምህላው ናይ ፈረንሳ እንተደኣ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓትካ መርትዖ ዝኾነ ሰናድ ናይ (DELF, DALF, DILF, TCF, TEF...) ክህልወኩም ምስ እትደልዩ ዝጠቅም እዩ
ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
ቤት ትምህርቲ ጂ ኣር ኤስ ፣ ንሓደሽቲ ንስደተኛታትን ከምኡ’ውን ናይ ዑቕባ ዝወሰዱን ብነጻ ትምህርቲቋንቋ ፈረንሳ የቅርብ፤፣

ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር
ኢንተርነት ብምጥቓም ፣ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃ ብቕዓትኩም ንምምዕባል ብዝተፈላለየ ኣፕሊኬሽን ብምሕጋዝ ኮርስ ምውሳድ።

ኣብ ዞባ ኢል-ደ-ፍራንስ፣ ፓሪስን ከባቢኣን ኮርስ ድለዩ።
Réseau Alpha ኣልፋ ኣብ ኢል-ደ-ፍራንስ ዝካየድ ኮርሳትን ስልጠናን ፈረንሳ ዝገልጽ ካርታ የቕርብ።

ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ኦን ላይን ብቐጥታ ምምሃር
ስልጠና ቋንቋ ፈረንሳ፣ ኣብ ኦን ላይን ንምምሃር ወይ'ውን ፣ ልዑል ክእለት ናይ ቋንቋ ክእለት ንምምላኽ

ብቕዓት ቋንቋ ደረጃ A2 ፈተና ንምሕላፍ
ቋንቋ ፈረንሳ ን ምምሃር / ናይ ደረጃ A2 / ቋንቋ ፈተና / DFL / ናይ ቋንቋ መጽናዕቲ
