Panneau de gestion des cookies

{{ሓጺር}} ፋይላት ንእትደልይዎ ፈትሹ

ድሉዋት ፋይላት

16
ድሉዋት ፋይላት
16
8 départements

ምህላው ድሕሪ ሓደ ዘሕዝን ፍጻመ ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍ ምህላው ንግበር

ደገፍ ድሕሪ ስንባደን ጸቕጢ ሲንድሮም ፣ ዘለዎ ድሕረባይታ ምስናይ ተርጓሚ ናይ ቋንቋኹም ተግልገሉ
ብነጻ
ጥዕና
ቤት ጽሕፈታት
Créteil Solidaritéምስ Créteil Solidarité
76 - Seine-Maritime

መርመራ ዓባይ ሰዓል ንምግባር

መርመራ ዓባይ ሰዓል ፣ ንኣብ ቀረባ እዋን ናብ ፈረንሳ ንዝኣተዉ ሰባት ዝዓለመ
ብነጻ
ጥዕና
CLAT de Rouenምስ le CLAT
6 départements

ክስማዕን ምኽኣልን ስነ-ኣእምሮኣዊ ሓገዝ ምርካብን

ጉጅለ ኢንተግራሳይ፣ ሓገዝ ንዘድልዮም ሰባት ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍ ንምሃብ ይንቀሳቐስ ሓጋዚ ጉጅለ እዩ።
ብነጻ
ጥዕና
Intégrapsyምስ IntégraPsy
76 - Seine-Maritime

ጥዕና ንምህላው ዘኽእል ሓገዝ ርኸቡ

ደገፍ ጥዕና ኣብ Rouen Normandie ሩዋን ኖርማንዲ: ሕክምናዊ ቆጸራታት፡ ሓገዝ ምስ ወግዓውነት፡ ስፖርት ወዘተ ምስታፍ
ብነጻ
ትኽኽል 6 ወርሒ
ጥዕና
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ቤት ጽሕፈታት
Groupe SOS Solidarités NormandieምስACCESS du Groupe SOS Solidarités
76 - Seine-Maritime

ፈረንሳዊ ዓውደ-መጽናዕቲ ጥዕናን ምክፋል

ብዛዕባ ጥዕናን ህይወትን ኣብ ፈረንሳን ኣብ ከተማ ሩዋንን ዝያዳ ኣፍልጦ ይሃልኹም
ብነጻ
ጥዕና
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
France Terre d'Asileምስ Point d'Accès Citoyenneté Santé (PACS)
86 - Vienne

ብዘሸግሩ ዝኽርታትና ንኸይንህሰ ጥንቃቐን ንምግባር

ናይ ኣእምሮ ጥዕና ኣተኩሩ ዝወሃብ ሓገዝ ፣ ኣብ ናይ ስራሕን ማሕበራዊ ህይወትን ሰናይ፣ ን ምሉእ ጥዕና ንምህላው ዝዓለም ሓገዝ ።
ብነጻ
ኣብ መንጎ {{min ዝተሓተ}} ን {{max ዝለዓለን}} ዘሎ {{unit መዐቐኒ}}
ጥዕና
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ስድራ-ቤት
Coalliaኤስ ኣ ም ኢንስፓየር SAM INSPIR ( ኮልያ COALLIA)
2 - Aisne

ኣብ ስጉምትኻ ን ኽትዕጀብን ክትሕገዝን ምእንቲ

ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት (RSA, APL, CSS, ወዘተ) ዝግበር ሓገዝ
ብነጻ
ቤት ጽሕፈታት
ጥዕና
መንበሪ ገዛ
CENTRE INFORMATION JEUNESSE DE L'AISNE ምስ CIJ Aisne
58 - Nièvre

ጽቡቕ ኣቀባብላን ሓበሬታን ንኽትረኽቡ

ኣብ ሓደ ናይ መዓልቲ መጽንሒ ማእከል (ማሕበራዊ ቤት መግቢ ዘለዎ) ብምኻድ ካብ ህጹጽ መንበሪ ንኽትጥቀሙ ምስ እትደልዩ ዝሕግዘኩም እዩ።
ጥዕና
መንበሪ ገዛ
Association Pagodeምስ le Centre d'hébergement et de réinsertion social
4 départements

ብሓገዝ ብተሌፎን ሕክምናዊ ኣገልግሎት ንምርካብ

ህጹጽ ሓገዝ ንምሕታት ፡ ኣብ ሆስፒታል ቆጸራ ንምሓዝ፡ ነጻ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ንምርካብ ምእንቲ ክትክእሉ
ብነጻ
ጥዕና
EUI  - Equipe d'Urgence Internationale (EUI-IEMT)ምስ L'Equipe d'Urgence Internationale
9 départements

ሓግዝን ደገፍን ንምርካብ።

ደቂ ኣንስትዮ ካብ ኩነታት ዓመጽ ንኽወጻን ንስንባደአን ንኽስዕራን ዝሕግዝ ደገፍንምግባር ዝዓለም መደባት ዘካተተ።
ብነጻ
ጥዕና
ቤት ጽሕፈታት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
Femmes Entraide et Autonomieናይ ደቂ ኣንስትዮ ሓድሕዳዊ ሓገዝን ርእሰ-ምሕደራን (ፓሪስ) ከምኡ’ውን CACIS/Maison d’Ella (ቦርዶ)
39 - Jura

ብነጻ ናይ ምሕካም መሰል ንምሕላው

ከከም ኣታዊኹምን ፣ ናይ ስራሕ ኣታዊኹምን ዝምልከት ናይ ሕክምና ሓገዝ ንምርካብ
ብነጻ
ጥዕና
Mission locale Dole-revermontሊስዮን ሎካል ናይ ዶረል-ረቨርሞ Dole-Revermont
83 - Var

ናይ ሕክምና ኣገልግሎት ንምርካብ

ነቶም ናይ ሕክምና ሓገዝ ክረኽቡ ዘይከኣሉ ሰባት፣ ብነጻ ከም ዝሕከሙ ምግባር
ብነጻ
ጥዕና
ስድራ-ቤት
Provence Verte Solidarités-UDVኣብ ፕሮሞ ስዋኝ ብሪግኖለስ Promo Soins Brignoles
ኣብ ኵሉ ሃገረ ፈረንሳይ

ናይ ምስማዕ ሽግር ንዘለዎም ሰባት ናጻ ሕክምና ንምርካብ

ናይ AME መሰል ንዘይብሎም ሰባት ነጻ ናይ ምሕካም ዕድል ንምርካብ ንሰርሕ
ብነጻ
ጥዕና
AuditionSolidaritéብሳላAuditionSolidarité
ኣብ ኵሉ ሃገረ ፈረንሳይ

ብነጻ ሕክምና ንምርካብ ዑቕባ ንምሕታት ንተሓገገዘኩም

ኤች ኣይ ቪ VIH ፖዝቲቨ ዲኹም? እተኴይንኩም፣ ሓገዝን ደገፍን ክግበረልኩም እዩ
ብነጻ
ጥዕና
ቤት ጽሕፈታት
AIDESኣይድስ AIDES
ኣብ ኵሉ ሃገረ ፈረንሳይ

ን ኤች ኣይ ቪ VIH ንምልኻል

ካብ ብ ጾታዊ ርክብ ዝመሓላለፉ ሓማማት ንምልክኻል (ምኽሪ፣ ሓገዝ፣ መከላኸሊ ኮንዶም፣መርመራን ወዘተ ግበሩ).
ብነጻ
ጥዕና
AIDESማሕበር ኤይድስ l'association AIDES