ምርካብ ሓግዝ ን ኣብ ሞያዊ ውህደት ዝሕግዘኩም
ምኻኣል ኣብ ፈረንሳ ብማሕበራውን ሞያውን ንምውህሃድ ፣ ሓገዝ ብሕታዊ ናይ ደገፍ መደብ፡ ንስራሕ ዝኸውን ናይ ፈረንሳ ኮርሳት፡ ባህላዊ ምውጻእን ካልእን መደባት ምስታፍ
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1140 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምኻኣል ኣብ ፈረንሳ ብማሕበራውን ሞያውን ንምውህሃድ ፣ ሓገዝ ብሕታዊ ናይ ደገፍ መደብ፡ ንስራሕ ዝኸውን ናይ ፈረንሳ ኮርሳት፡ ባህላዊ ምውጻእን ካልእን መደባት ምስታፍ
ምኽኣል ቀዳማይ ስጉምቲ ኣብ መስርሕ ውህደት ኣብ ፈረንሳ፡ ምስ OFII: ግዴታዊ ሲቪካዊ ስልጠና፡ ስልጠና ቋንቋ ፈረንሳ፡
ምርካብ ሓገዝ ኣብ ኣለንሶን Alençonንዝርከቡ ስደተኛታት ናይ ምቕባል፡ መምርሒ፡ ማሕበራውን ሞያውን ደገፍ ዝግበረሉ ቦታ
ንምርካብ ኩለመዳያዊ ደገፍ፡ ምፍላጥ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይቲ፡ ስራሕ ወይ ስልጠና...ወዘተ
ምርካብ ኩለመዳያዊ ደገፍ፡ ምርካብ መሰላት፡ ምርካብ ምምሕዳራዊ ጉዳያት፡ ምርካብ ምትእስሳር ምስ ደጋፊ ኣአንጋዲት ሃገርን ህዝቢን እገባብ ኣነባራን
ምርካብ ሰርቲፊኬት ዘለዎ ናይ ትርጉምን ሞያዊ ኣገልግሎት ትርጉምን፣ ምፍትሓዊ ዋጋታት፣ ሰፊሕ ምርጫ ቋንቋታት
ምርካብ ኣገበብ መሳለጥያ መንበሪ ፍቓድ፡ ምጥርናፍ ወይ ምጥርናፍ ስድራቤት፡ ዜግነት ፈረንሳ፡ ጥዕና፡ መንበሪ ኣባይቲ...ወዘተ ዘኽእል መስርሕ
ሓብሩና ረፉጂ ኣንፎ ምእንቲ ሓጺር መሕተቲ ብምምላስ ነቲ Réfugiés.info ዝብል መመልከቲ ንምምሕያሽ ሓግዙና።
ምርካብ ግዝያዊ መንበሪ ኣብ ምርካብ ደገፍን ሓገዝን፣ ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ዝግበር ሓገዝ
ምኽኣል ምርካብ መሰላትኩም ንምርካብ፡ ሰነዳትካ ንምስራዕ፡ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሃር፡ ናብ ቆጸራታት ንምኻድ ሓግዝ ክትክእሉ ምእንቲ
ነጻ ሓገዝ ፣ ኮምፒተርን ውልቃዊ ደገፍ ንምምሕዳራዊ ኣገባባትን።
ምርካብ መሰላት ወጻእተኛታት: መንበሪ: ስድራ: ዜግነት ወዘተ ዝዛመድ ኣሰራርሓ ዘለዎም ደገፍ።
ምርካብ ነጻ ሕጋዊ ምኽሪ ብዛዕባ ሕጊ ኢሚግሬሽን፡ ሕጊ ስድራቤት፡ ሲቪላዊ ሕጊን ሕጊ ዕዮን
ምኽኣል ኣብ Mon Récap ምምሕዳራውን ሞያውን ኣገባባትኩም ንምውዳብ ዝሕግዝ ነጻ ደፍተር ምጥቃም
ምርካብ ወረቓቕቲ፣ ፋይላት፣ መመልከቲታት (መንበሪ ካርድ፣ ስድራቤት፣ ጉዕዞ፣ ናቹራላይዜሽን) ንምምላእ ሓገዝን ምኽርን እዩ።
ንምርካብ እቲ ናይ ደገፍ ጸጋታት – ማእከል ውህደት ክእለት ሰብ ሞያ ውህደት ንምዕባይ ይሰርሕ።
ምእንቲ ኩነታት ናይ ዕለተ ልደት ምስክር ወረቐትኩም ንምፍላጥ ናብ ኦፍፕራ ክትድውሉ ትኽእሉ ኢኹም።
ንመንበሪ ፍቓድ፣ ምጥርናፍ ስድራቤት፣ ወይ ምርካብ ዜግነት ዝግበር ደገፍ ምርካብ
ምምሃር ምጥቃምን ኮምፒተር ተማሃሩን ፣ ምምሕዳራዊ መስርሕ ፈጽሙን ስርሕ ንኽትረኽቡን ምሕጋዝ ።
ምሕታት ብወለንታ ን ስደተኛ ክትኮኑ ከም ዘይትደልዩ ን l’OFPRA ክትሕብሩ ትኽእሉ ዘክእ
መንበሪ ካርድኹም ምውዳቑ ግዜ ወይ ካብ መዓላ ወጻኢ ዝኾነሉ እዋን እንተቐሪቡ ኣብ (ANEF) ንምሕዳስሱ ኣብ ኦን ላይን ሕተቱ ንምሕዳሱ!
ምርካብ ሓበሬታ ፣ ፋይል ብከመይ ኣብ መወዳእታ' ካርት-ሰጁኽ' ንምርካብ ካብ ፕረፈክፉር (ANEF) ይሕብር እዩ።
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ ዝወሃብ ዝነበረ ሰነድ ተሪፉ እዩ እንተደኣኣ ስደተኛታት ኲይንኩም፣ ሰርቲኬት ኣየድልየኩም እዩ
ምዝገባ La CAF ኣብ ዝተፈላለየ ክፋል ናይ ህይወት ዘለዉ ሰባት ካብ ብመግስቲ ዝመቓራሕ ገንዘብ እዩ። ስለዚ ካብኡ ንኽንረብሕ ብኸመይ ክንምዝገብ ንኽእል ዝሕብር እዩ።
ምፍላጥ ኤረሳ እንታይ ማለት ምዃኑ ? መን ተጠቃሚ ክኽውን ይኽእል? ናብ ካፍ ብኸመይ መንገዲ ናተይ ፋይል ከብጽሕ ወይ ክሓትት ይኽእል ? ምሕባር
ምርካብ ኣሲስታንስ ሶሻል ዝኾነ ዓይነት ምኽሪ ወይ ኣብ ዝኾነ ዓይነት መዳይ ምስላጥ ናይ ቤት ጽሕፈታት ክሕግዝኹም ይኽእሉ ::
ምኽኣል ኣዋጅ ናይ ግብሪ ከም ዝገብርኩ ዝሕብር መልሲ ክረክብ ይኽእል ፣ ግቡእ መስርሕ ን ኽተልን ምስናይ ሳዕቤናቱን ይሕብ
ምእንቲ ምሕታት ሓገዝ ክልተ ወይ(ካብኡ ንላዕሊ ) ቆልዑ፣ እንተ ኣለውኹም ንቤት ጽሕፈት ካፍ ሓገዝ ናይ ፋይናንስ ክትሓቱ ትኽእሉ ዘኽእል ሓበሬታ
ምኽኣል ወይ ኣዋጅ በብሰለስተ ወርሒ ናይ ላካፍ CAF ብኸመይ ዴክሌር ከም ዝግበር ሓበሬታ ምርካብ.