ምድላይ ንሞያዊ ውህደትኩም ሓገዝ
ምርዳእ ንውልቃውን ብሕታውን ደገፍ ንኽልተ ኣዋርሕ ካብ ሰብ ሞያ ውጥን ሞያ ንምህናጽ፡ ስልጠና ወይ ስራሕ ንምርካብ፡ ከምኡ’ውን ሓደ ኩባንያ ከመይ ከም
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1154 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምርዳእ ንውልቃውን ብሕታውን ደገፍ ንኽልተ ኣዋርሕ ካብ ሰብ ሞያ ውጥን ሞያ ንምህናጽ፡ ስልጠና ወይ ስራሕ ንምርካብ፡ ከምኡ’ውን ሓደ ኩባንያ ከመይ ከም
ምኽኣል ትንተና ውልቃውን ሞያውን ድሕረ ባይታ፣ ብመንግስቲ ኣፍልጦ ዝረኸበ እዩ። ብመንግስቲ ኣፍልጦ ዝተዋህቦ ዲፕሎማ ወይ ምስክር ወረቐት ምርካብ ይከኣል እንተኾይኑ ናይ ምርግጋጽ ተኽእሎ።
ምህላው ውጥን ሞያ፣ ስልጠና ኣብ ምርካብ ሓገዝ፣ ግዝያዊ ምደባ ስራሕ፣ ርጉእ ስራሕ፣ ደገፍ ምስ ምምሕዳራዊ ኣገባባትን ሞያዊ ውህደትን።
ምርካብ ኣገልግሎት ሓበሬታ ብዛዕባ መሰላት፡ ደገፍ ኣብ ምዕባለ ሞያ፡ ምሕጋዝ ክንክን ህጻናት፡ ምቅላስ ጾታ መሰረት ዝገበረን ጾታዊ ዓመጽን
ምምሕያሻ ቋንቋ ፈረንሳ፣ ንምምሕያሽን ስራሕ ንምርካብን ዝሕግዝ ናይ ጉጅለ ኮርስን ውልቃዊ ደገፍን፡ ምስ ሓደ መልመልቲ ንቃለ መሕትት ምድላው፡ ናይ ስራሕ ቃላት...ወዘተ
ምርካብ ርጉእ ስራሕ ንምርካብ ብሕታዊ ደገፍን መምርሕን፡ ምስ ክእለትካ ዝሰማማዕ ስራሕ፡ ከምኡ’ውን ዕዉት ማሕበራውን ሞያውን ውህደት፡ ርእሰ-ምሕደራ፡ ኣባይቲ...
ምርካብ ኣብ Île-de-France ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ፡ ምስ ኣስራሕቲ ንምርኻብ፡ ሓደስቲ ግዝኣታት ንምርካብ ዝዓለመ ናይ 6 ኣዋርሕ መደብ...
ምኻኣል ኣብ ፈረንሳ ብማሕበራውን ሞያውን ንምውህሃድ ፣ ሓገዝ ብሕታዊ ናይ ደገፍ መደብ፡ ንስራሕ ዝኸውን ናይ ፈረንሳ ኮርሳት፡ ባህላዊ ምውጻእን ካልእን መደባት ምስታፍ
ምርካብ ኣብ ስደት ዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ምስ ኣብ ዞባ ማንቸ ዝርከቡ ትካላት ንግዲ ብምትእስሳር ስራሕ ንኽረኽባ ምሕጋዝ
ምእንቲ ምድግጋፍ ኣብ ስደት ዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ክመሃራ፣ ክካፈላን ሞያዊ ፕሮጀክት ክሃንጻን ምድጋፍ
ምርካብ ሓበሬታ ብዛባ ዳግማይ ክጥቀሙ ዝኽእሉ ንብረታት ንምእካብ፣ ንምፍላይን ንምዕሻግን ፕሮግራም ውህደት ስራሕ፣
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ
ምርካብ ስልጠናንዲፕሎማ ሞያዊ መዓርግ ኣብ ታይሊንግን ስክሪድን ምቕማጥ፣ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ፕሮግራም ኣብ ሓደ ኩባንያ፣ ፈረንሳዊ
ምርካብ ሞያዊ መዓርግ ናይ ህንጻ ቀባኢ፣ ናይ ስራሕ-መጽናዕቲ ፕሮግራም ኣብ ሓደ ትካል ን1 ዓመት፣ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት፣ ደገፍ
ምርካብ ን ስራሕ ኣብ ምርካብ፡ ሞያዊ ኮርሳት ፈረንሳ፡ ምርካብ ሞያ፡ ዲጂታላዊ ቴክኖሎጂ ወዘተ ዝኸውን ደገፍ።
ምስራሕ ናይ ፈረንሳ ኮርሳት፡ ናይ ኩባንያ ምብጻሕን ኣብ ጋራጅ መኪና ንምስራሕ ምኽርታትን
ምንርካብ ደገፍ ንምርካብ፣ መንበሪ፣ መሰላትኩምን ንምፍላጥ፣ ንጥፈታት ንምስራሕ ኩለመዳያዊ ደገፍ... ምርካብ
ምኽኣል ኣብ ናይ ውህደት ፕሮጀክት ተሳቲፍካ ክትስልጥን፣ ክትክፈልን ቀዋሚ ስራሕ ክትረክብን።
ምርካብ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ስራሕ ናይ ሆቴል ክፍሊ ኣገልጋሊ፣ ናይ ስራሕ ምድብ ርኸብ
ምግባር ሞያታት ንምርካብ፡ ስራሕ ንምርካብ፡ ንምውህሃድ ኣብ ኩባንያታት ሞያዊ ምጥሓል
ምኽኣል ስልጠና ኣብ ኢንዱስትሪ መመገቢ፡ ስነ-ቓላት፡ መሰረታዊ ፍልጠት፡ ርእሰ ተኣማንነት
ምኽኣል ምስራከ ሓኪም ናይ ስኒ፡ ፋርማሲስትን መሕረስቲን ብምዃን ኣብ ሃገርኩም ንዘለኩም ዲፕሎም ናይ ሕክምና ፣ ብ ኸመይ ፈረንሳ ከም ዘስርሕኩም ንምፍላጥ ዘኽእል ኣፍልጦ ።
መምህር ናይ ግሊ ቤት ትምህርቲ ኣብ ናይ ብሕቲ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ትምህርቲ ኴንኩም ክትሰርሑ ምኽኣል
ምስራሕ ከም መምህር ምዃን መምህር ኣብ ፈረንሳ ከም መምህር ንምስራሕ ዝተፈላለዩ ኣማራጺታት ርኸቡ።
ምኽኣል ኣብ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ህዝባዊ ትምህርቲ ብውዕሊ መምህር ምዃን
ምስልጣን ንምስራሕ ኣብ ናይ ብሕቲ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ትምህርቲ ተካኢ መምህር ብምዃን ምእንቲ ክትክእሉ
ምርካብ ሓገዝ ን ኣብ ዞባ ኮት ዶር (Côte d'Or) ንዝነብሩ (16-25) ዕድመ ንዘለዎም መንእሰያት፣
ንምርካብ፣ ውልቃዊ ሓንቲ ትካል ንምፍጣር ፣ ወይ ማኪና ንምዕዳግ ፣ ወይ መምርሒ ፍቃድ ንምርካብ ኮነ ወዘተ ክኸውን ይኽእል