{{ሓጺር}} ፋይላት ንእትደልይዎ ፈትሹ
ናይ ምምሕዳር ፋይላት
102ናይ ምምሕዳር ፋይላት
102
ምጥላብ ናይ ዕለተ ልደት ሰርትፍኬት ንምርካብ
ስድራ-ቤት
ቤት ጽሕፈታት
ምፍታሕ መስርሑን ኣብ ፈረንሳ
ስድራ-ቤት
ቤት ጽሕፈታት
ንምስላጥ መስርሕ ንምጥርናፍ ስድራቤት ንምግባር
ስድራ-ቤት
ቤት ጽሕፈታት
ምጉዓቅ ናብ መበቆል ሃገርኩም
ቤት ጽሕፈታት
ብቅዓት = ክእለት
ምሕታት ገንዝባዊ ሓገዝ መተባብዒ ንስድራ
ቤት ጽሕፈታት
ስድራ-ቤት
ምርካብ መንበሪ ገዛ ነይ ተመሃሮ Crous
መንበሪ ገዛ
ምምሃር
ቤት ጽሕፈታት
ምልጋስ ደም
ጥዕና
ምርካብ ተረኛ ፋርማሲ ኣብ እዋን ለይቲን በዓላትን
ጥዕና
ስድራ-ቤት
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ
ቤት ጽሕፈታት
ስድራ-ቤት
ምሕታት መንበሪገዛ ናይ መንግስቲ (HLM)
መንበሪ ገዛ
ቤት ጽሕፈታት
ስድራ-ቤት
ምምርዓው ኣብ ወጻኢ ሃገር
ስድራ-ቤት
ቤት ጽሕፈታት
ምርካብ ኣፍልጦ ሞያኹም Expérience sans Frontières
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምምሃር
ምስልጣን ሞያ
ምሕታት ዜግነት ናይ ፈረንሳ
ቤት ጽሕፈታት
ስድራ-ቤት
'ካርት ሰጁኽ 'ምሓዝ ወይ መንበሪ ካርድ ምርካብ
ቤት ጽሕፈታት
ድሉዋት ፋይላት
700ድሉዋት ፋይላት
700
ምርካብ ስራሕን ገዛን ኣብ Haute-Garonne
ንምርካብ ሓፈሻዊ ደገፍ፡ ተበጻሕነት መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ መንበሪ ኣባይትን ስራሕን ዝዓለመ መደብ
ብነጻ
መንበሪ ገዛ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ቤት ጽሕፈታት

ምምስራትን ሓባራዊ ህይወትን ሌላን
ምርኻብን ምምስራትን ዕርክነት JRS ጂ ኣር ኤር ጀነስ
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ምስልጣን፣ ብፍሉይ ስልጠና ብዝወሰዱ ተማሃሮ
ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋል ዓውደ ትህምርቲ ብፍሉይ ዝሰልጠኑ ተመሃሮ ዝወሃቡ ኣስተምህሮታት ምኽሳብ።
ብነጻ
ምምሃር

ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ
ቤት ትምህርቲ ጂ ኣር ኤስ ፣ ንሓደሽቲ ንስደተኛታትን ከምኡ’ውን ናይ ዑቕባ ዝወሰዱን ብነጻ ትምህርቲቋንቋ ፈረንሳ የቅርብ፤፣
ብነጻ
ትኽኽል 9 ወርሒ
ፈረንሳይ

ምውሳድ ኮርስ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ
ቋንቋ ፈረንሳ ምስ ንኣሽቱ ጉጅለ ኴንካ ምጽናዕ
20€ ሓንሳብ
ዳርጋ 6 ወርሒ
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ምርካብ ማሕበራዊ ምትሕግጋዝ ደገፍን
ኣብ ምህናጽ ውልቃዊ ናይ ስራሕ መደብ ፣ ን ሓደ ዓመት ዝኸይድ ናይ ስልጠናን ምስናይን መደብ
ብነጻ
ትኽኽል 1 année
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ፈረንሳይ

ምርካብ ደረጃኹም ዝመጣጠን ናይ ቋንቋ ትምህርቲ
ምርካብ ደረጃኹም ዝመጣጠን ናይ ፈለማ ዘለኩም ደረጃ ቋንቋ ዝግምግም መርመራ ድሕሪ ምግባር ምፍላጥ
ብነጻ
ፈረንሳይ

ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር
ዝተፈላለዩ ደረጃታት መለክዒታት ናይ ቋንቋ (A1, A2 ን B1) ሰርቲፊኬት እትሕዝሉ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና ንምስታፍ
ኣብ መንጎ {{min ዝተሓተ}} ን {{max ዝለዓለን}} ዘሎ {{unit መዐቐኒ}}
ፈረንሳይ

ኣብ ሞንትባርድ Montbard ወይ ከቲኚ Quetigny ወለንተኛታት ንምዃን
ኣብ ኣዚ ዝተቐሰ ቦታታት ወለንተኛታት ንምኳን
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ናይ ቋንቋ ትምህርቲ ኣብ ፓሪስ
ናጻ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስደተኛ (16-25ዓመት) መንእሰያት ናብ DELF ሰርትፍኬት ዘውህብ ስልጠና ምርካብ
ብነጻ
ትኽኽል 5 ወርሒ
ፈረንሳይ

ምምሃር ንምዕባይ ኣፍልጦ ኮምፑተርን ኢነትርኔትን
ምምሃር ንምዕባይ ኣፍልጦ ኮምፑተርን ኢነትርኔትን ብሓደ ኣጣሚርካ ምምሃር ዘኽእል ስልጠና
ብነጻ
ትኽኽል 6 ስሰሙን
ምስልጣን ሞያ
ፈረንሳይ
ቤት ጽሕፈታት

ምዕዳግ ብሕሱር ዋጋ
ንዑ ክሰብሉ፣ ን መዓልታዊ ን መግቢ ዝጠቕሙ ነገራት ምግዛእ
ጥዕና
ስድራ-ቤት

ምምሃር ንስራሕ ዝሕግዘኩም ቋንቋ ፈረንሳ
ምምሃር ንስራሕ ዝሕግዘኩም ቋንቋ ፈረንሳ ምስ እትደልዩ ነጻ እዩ
ብነጻ
ፈረንሳይ

ምምሕያሽ ናይ ቋንቋ ብቅዓትኩም
ብዲጂታል ዝበሃል፣ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳን፣ ምስ ሓደሽቲ ሰባት ናይ ምልላይ ዝዓለመ መደብ፣ ዘሳልን ዝሕግዝን ስልጠና ምውሳድ።
ብነጻ
ዳርጋ 12 ስሰሙን
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ፈረንሳይ
ምስልጣን ሞያ

ምርካብ ሓበሬታ ንምንባር ኣብ Saint-Nazaire
PARL'On ንስደተኛታታ ኣብ Saint-Nazaire ናይ ምምሕዳር ወረቓቕቲ ኣብ ምጽፋፋ ንምሕጋዝ
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ቤት ጽሕፈታት
ስድራ-ቤት
