ምርካብ ሓግዝ ን ኣብ ሞያዊ ውህደት ዝሕግዘኩም
ምኻኣል ኣብ ፈረንሳ ብማሕበራውን ሞያውን ንምውህሃድ ፣ ሓገዝ ብሕታዊ ናይ ደገፍ መደብ፡ ንስራሕ ዝኸውን ናይ ፈረንሳ ኮርሳት፡ ባህላዊ ምውጻእን ካልእን መደባት ምስታፍ
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1136 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምኻኣል ኣብ ፈረንሳ ብማሕበራውን ሞያውን ንምውህሃድ ፣ ሓገዝ ብሕታዊ ናይ ደገፍ መደብ፡ ንስራሕ ዝኸውን ናይ ፈረንሳ ኮርሳት፡ ባህላዊ ምውጻእን ካልእን መደባት ምስታፍ
ምኽኣል ቀዳማይ ስጉምቲ ኣብ መስርሕ ውህደት ኣብ ፈረንሳ፡ ምስ OFII: ግዴታዊ ሲቪካዊ ስልጠና፡ ስልጠና ቋንቋ ፈረንሳ፡
እዚ ንሓደስቲ መጻእቲ ክፉት ዝኾነ መደብ ስልጠና፡ ንሞያዊ ዓለም ጽላት ሕርሻዊ መግቢ ሌላ ዝህብ ኮይኑ፡ ምብጻሕ ኩባንያታትን ምምሃር ቃላት ስራሕን ሓዊሱ እዩ።
ምኻኣል ብትያትር ኣቢልካ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሕያሽ፡ ንዲፕሎማ ፈረንሳ ንምድላውን ንምሕላፍን፡ ከምኡ’ውን ሞያዊ ውህደትኩም ንምምችቻው ዝሕግዙ ዓውደ መጽናዕትታት።
ምምሕያሽ ብቅዓት ቋንቋ ፈረንሳ፣ ምድህሳስ ንምርካብ፡ ሞያዊ ህንጸት፡ ንፈተናታት DCL FP ወይ DELF ንምድላውን ንምውሳድን ሞያዊ ስልጠና
ምርካብ ኣብ ስደት ዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ምስ ኣብ ዞባ ማንቸ ዝርከቡ ትካላት ንግዲ ብምትእስሳር ስራሕ ንኽረኽባ ምሕጋዝ
ምኽኣል ትምህርቲ ፈረንሳ ኣብ ክፍልን ስፖርትን ርእሰ ተኣማንነት ንምርካብ፡ ናጻ ንምዃን ክትከውን፡ ብቐሊሉ ክትዛረቡን ምኻኣል
ምርካብ ኣፍልጢ ን ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝረኸብኩሞ ተመኩሮ ተጠቒምኩም ኣብ ፈረንሳ ርጉእ ስራሕ ንምርካብ ዝሕግዘኩም ደገፍ ርኸቡ
ምርካብ ገዛ ክራት ፣ ንብረት ዘለዎ ክፍሊ ወይ ስቱድዮ ምክራይ፡ ምምሕዳራዊ ደገፍ፡ ከምኡ’ውን ሞያዊ ውህደት ምጣሕን
ምርካብ ኣብ ሰሙን ክልተ ሰዓታት ዕላል ኣብ ካን፡ ርክብ ንምምሕያሽን ምስቲ ከባቢ
ምኽኣል ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር፡ ኣቀባብላን ደገፍን ንወጻእተኛታት ደቂ ኣንስትዮ ዝምልከት
ምእንቲ ኣብ ኢንዱስትሪ ጽሬት ስራሕ ንምርካብን ምስ ሕብረተሰብ ፈረንሳ ንምውህሃድን ፈረንሳ ምምሃር ።
ደገፍ ሞያዊ ውህደት፣ ጉጅለን ውልቃውን ዓውደ መጽናዕትታት ንምምችቻው ናብ ስራሕ ዝግበር
ምፍላጥ ስነ-ኣእምሮኣዊ ደገፍ፡ ምስማዕ፡ ደገፍ ጉጅለታት፡ ስነ-ጥበባዊ ፍወሳ
ምኽኣል ምድላው ንስራሕ ዝኸውን ኮርሳት ፈረንሳ፡ ኮድ ትካል፡ ውጥን ሞያኻ
ምልውዋጥ ብዛዕባ ትምህርቲ፡ ቆልዑ፡ ስድራቤትን ተራ ወለድን ብቋንቋ ፈረንሳ ሓሳባት
ምስታፍ ኣብ ደረጃ A2 ንምብጻሕ፡ ምዝራብን ምጽሓፍን ንምምሃር፡ ርእሰ ተኣማንነት ንምርካብ ኣብ ሓደ ማእከል ኮርስ ፈረንሳ
ምኽኣል ኣብ ሰሙን 4 መዓልታት ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ፡ ስራሕ ኣብ ቤት መግቢ
ምርካብ ኣብ ዞባ Île-de-France ንዝካየዱ ፕሮጀክትታትኩም ዋኒን ምድጋፍ፣ ሞያዊ ምኽሪ
ምእንቲ ምድግጋፍ ኣብ ስደት ዝርከባ ደቂ ኣንስትዮ ክመሃራ፣ ክካፈላን ሞያዊ ፕሮጀክት ክሃንጻን ምድጋፍ
ምኽኣል ናይ ኣፋውን ጽሑፋውን ርክብ ክእለት ንምምሕያሽን ሞያዊ ውህደት ኮርሳት ፈረንሳ
ምምሃር ናይ ትያትር፣ ብ ቋንቋ ፈረንሳ ኣቢልኩም ብኣድማዒ መንገዲ ንምምሃር ትያትር ምጥቃም: ፊደላት: ምንባብ: ምጽሓፍ: ምዝራብ
ምምሃር መዓልታዊን ምስ ስራሕ ዝተኣሳሰርን ፈረንሳ ንምምሃር፡ ከምኡ’ውን ፈተና ፈረንሳ (DCL) ንምሕላፍ ስልጠና ምሃብ።
ምኽኣል ምምሃር ቋንቋ መዓልታዊን ምስ ስራሕ ዝተኣሳሰርን ፈረንሳ ንምምሃር፡ ከምኡ’ውን ፈተና ፈረንሳ (DCL) ንምሕላፍ ስልጠና ምሃብ።