ምርካብ ሓግዝ ን ኣብ ሞያዊ ውህደት ዝሕግዘኩም
ምኻኣል ኣብ ፈረንሳ ብማሕበራውን ሞያውን ንምውህሃድ ፣ ሓገዝ ብሕታዊ ናይ ደገፍ መደብ፡ ንስራሕ ዝኸውን ናይ ፈረንሳ ኮርሳት፡ ባህላዊ ምውጻእን ካልእን መደባት ምስታፍ
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1136 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምኻኣል ኣብ ፈረንሳ ብማሕበራውን ሞያውን ንምውህሃድ ፣ ሓገዝ ብሕታዊ ናይ ደገፍ መደብ፡ ንስራሕ ዝኸውን ናይ ፈረንሳ ኮርሳት፡ ባህላዊ ምውጻእን ካልእን መደባት ምስታፍ
ምኽኣል ቀዳማይ ስጉምቲ ኣብ መስርሕ ውህደት ኣብ ፈረንሳ፡ ምስ OFII: ግዴታዊ ሲቪካዊ ስልጠና፡ ስልጠና ቋንቋ ፈረንሳ፡
ንምስታፍ ፣ ንኣሽቱ ናይ ጉጅለ ክፍልታት፡ ናይ DELF ፈተና ናይ ምውሳድ ኣማራጺ፡ ሓገዝ ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት፡ምእንቲ ክትክእሉ ብድምር 198 ሰዓታት ዝካየስ ዝልጠና
ምዃን መምህር ኣብ ዩኒቨርሲቲታት ንሕጽረት ቀወምቲ መምህራን ንምኽሓስ ብኮንትራክ ዝሰርሑ ሰራሕተኛታት/ATERs ኣብ ዝቆጽርኦ መደብ።
ምፍላጥ ኣብ ፈረንሳ ከመይ ጌርኩም መምህር (MCF) ወይ ፕሮፌሰር ዩኒቨርሲቲ (PU) ክትኮኑ ከም እትኽእሉ ምፍላጥ
ምኽኣል ኣብ ግዜኣዊ ዩኒቨርሲቲታት ንውሑዳት ሰዓታት ንምምሃር ግዝያዊ ሰራሕተኛታት ስለጽቆጽራ ኣብኡ ምስታፍ ።
ምግራር ፈተና ኤችኣይቪ፡ ሀርፐስ፡ ፓፒሎማቫይረስ... ብዙሓት ዝተፈላለዩ ሕማማት ኣለዉ፡ ገሊኦም ድማ ከበድቲ ክኾኑ ይኽእሉ።
ምርካብ ሓገዝ ኣንጻር ግዳይ ወይ ምስክር ዘቤታዊ ዓመጽ እንተኾንካ ብዛዕባኡ ምዝራብን በይንኻኹም ዘይምጽናሕን ኣገዳሲነቱን ምርዳእ።
ምቅላስ ምውጋድ ግዳይ ምኽንሻብ ስጋ ደቂ ኣንስትዮ ኮይንካ ወይ ግዳይ ክትከውን ኣብ ሓደጋ እንታይ ክትገብር ከምዘለክን ምፍላጥ
ምኽኣል ልዕሊ 540 ማእከላት ስፖርትን ጥዕናን ስፔሻሊስት ምኽሪ ንምርካብን ዝጥም ስፖርት ንምርካብን ምእንቲ ክትክእሉ።
ምክትታል ጥንሲኪ ብግቡእ ሓገዝ ናይ ምውላድ ንምድላውን ኩሎም ስጉምትታት ምኽታል ምርባሕን ምኽኣል።
ምህላው ሓገዝ ን ምግዛእ ዲጂታላዊ መሳርሒታት ብትሑት ዋጋ ምግዛእ፡ ላፕቶፕ፡ ጣብላ፡ ስማርትፎን ወዘተ።
ምዕቋብ ጓልኩም ካብ ሓደጋ ክንሸባ ምእንቲ ክትከላኸሉ፡ ን ኦፍራ ምሕታት ፣ ሕክምናዊ ምክትታል ግዴታታት ከም ዘለዎ እውን ምፍላጥ።
ምርካብ ናይ ስራሕ፣ ኣሰናይነት ኣብ ዓቢ ትካል ዝሰርሕ መምህር ብሕታዊ ምኽሪ፡ ንሲቪን CV ምድላው ፣
ምኽፋት መስመር ተሌፎን፡ ተደዊልኩም ኣብ ኢንተርነት ምእታው፡ ሞባይልን ኢንተርነትን ክረዲት፡ ሲም ካርድ ምግዛእ
ሓብሩና ረፉጂ ኣንፎ ምእንቲ ሓጺር መሕተቲ ብምምላስ ነቲ Réfugiés.info ዝብል መመልከቲ ንምምሕያሽ ሓግዙና።
ምምዝጋብ ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል France Travail (ናይ ቀደም ፖል ኤምፕሎይ) ምዝገባ ነቶም RSA ዝረኽቡ ኣውቶማቲክ እዩ።
ምክትታል ፣ ምኽኣል CMPP ትሕቲ 20 ዓመት ዝዕድሚኦም ህጻናት ስነ-ኣእምሮኣውን ኣካዳሚያውን ጸገማት ዘለዎም ይድግፍ
መምህር ናይ ግሊ ቤት ትምህርቲ ኣብ ናይ ብሕቲ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ትምህርቲ ኴንኩም ክትሰርሑ ምኽኣል
ምስልጣን ንምስራሕ ኣብ ናይ ብሕቲ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ትምህርቲ ተካኢ መምህር ብምዃን ምእንቲ ክትክእሉ
ምርካብ ዕድል ኣብ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ህዝባዊ መባእታን ካልኣይን ብርኪ ትምህርቲ መምህር ብምዃን ።
ምኽኣል ኣብ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ህዝባዊ ትምህርቲ ብውዕሊ መምህር ምዃን