{{ሓጺር}} ፋይላት ንእትደልይዎ ፈትሹ
ናይ ምምሕዳር ፋይላት
103ናይ ምምሕዳር ፋይላት
103
ምሕታት ገንዝባዊ ሓገዝ መተባብዒ ንስድራ
ቤት ጽሕፈታት
ስድራ-ቤት
ምርካብ መንበሪ ገዛ ነይ ተመሃሮ Crous
መንበሪ ገዛ
ምምሃር
ቤት ጽሕፈታት
ምልጋስ ደም
ጥዕና
ምርካብ ተረኛ ፋርማሲ ኣብ እዋን ለይቲን በዓላትን
ጥዕና
ስድራ-ቤት
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ
ቤት ጽሕፈታት
ስድራ-ቤት
ምምልካት ን ስኮላርሺፕ ወይ ገንዘባዊ ሓገዝ ንትምህርቲ ።
ምምሃር
ቤት ጽሕፈታት
ምፍታሕን መስርሑን ኣብ ፈረንሳ
ስድራ-ቤት
ቤት ጽሕፈታት
ምሕታት መንበሪገዛ ናይ መንግስቲ (HLM)
መንበሪ ገዛ
ቤት ጽሕፈታት
ስድራ-ቤት
ምምርዓው ኣብ ወጻኢ ሃገር
ስድራ-ቤት
ቤት ጽሕፈታት
ምኽፋት ፋይል ንጠለብ ክራይ ገዛ
መንበሪ ገዛ
ቤት ጽሕፈታት
ምርካብ ኣፍልጦ ሞያኹም Expérience sans Frontières
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምምሃር
ምስልጣን ሞያ
ምሕታት ዜግነት ናይ ፈረንሳ
ቤት ጽሕፈታት
ስድራ-ቤት
'ካርት ሰጁኽ 'ምሓዝ ወይ መንበሪ ካርድ ምርካብ
ቤት ጽሕፈታት
ምምላእ ናይ ስድራቤት መወከሲ ወረቐት ብግቡእ
ቤት ጽሕፈታት
ስድራ-ቤት
ድሉዋት ፋይላት
152ድሉዋት ፋይላት
152
Apprendre à utiliser un ordinateur et les outils numériques
6 semaines pour apprendre à aller sur internet et faire les démarches sur ordinateur + des cours de français
ብነጻ
ትኽኽል 6 ስሰሙን
ምስልጣን ሞያ
ፈረንሳይ
ቤት ጽሕፈታት

Faire une formation en développement web
Une formation de 7 semaines (technique + français) pour découvrir le métier de développeur web
ብነጻ
ትኽኽል 7 ስሰሙን
ምስልጣን ሞያ
ፈረንሳይ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት

ምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ኣብ Île-de-France ምእንቲ ክትእክእሉ
ኣብ ንሕብረተሰብ ፈረንሳ ብዝበለጸ ንምርዳእ፡ መንበሪ ንምርካብ፡ ወረቓቕቲ ንምስራሕ ዝሕግዝ ማሕበር... ዝዓለመ እዩ
ብነጻ
ዝለኦኣለ 2 ዓመታት
ቤት ጽሕፈታት
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ምስልጣን ተርጎምቲን መንጐኛታትን ንምዃን ልምምድ (ደረጃ B2)
ናብቲ ኮርሳት ፈረንሳን ሞያዊ ትምህርትን ኣብ ምትርጓም፡ ሽምግልናን ምቕባልን ስደት ዘለዎም ሰባት
30€ ሓንሳብ
ትኽኽል 24 ስሰሙን
ፈረንሳይ
ምስልጣን ሞያ
ምምሃር

ምድላው ንፈተና DELF B1
እቲ ጽዑቕ ምድላው (ን2 ወርሒ ኣብ ሰሙን 7h30) ንፈተና DELF B1, + ንጥፈታት
30€ ሓንሳብ
ዳርጋ 6 ስሰሙን
ፈረንሳይ
ቤት ጽሕፈታት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ብደረጃ B1
ኣብ ሰሙን 7h30 ሰዓታት ናይ ፈረንሳ ትምህርቲ፡ ንኹሉ ክፉት፡ ምስ ናይ ጉጅለ ንጥፈታትን ውልቃዊ ደገፍን።
30€ ሓንሳብ
ዳርጋ 7 ወርሒ
ፈረንሳይ
ቤት ጽሕፈታት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ፓሪስ
ስልጠና ቋንቋ ሰሙናዊ 12 ሰዓታት ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ንደረጃታት A1.1, A1, A2, B1 ንህብ።
ብነጻ
ፈረንሳይ

ምድላይ ስራሕ ወይ ስልጠና
ምርካብ ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ ሓገዝ ምርካብ ።
ብነጻ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ

ምርካብ ሓገዝ ኣብ ናይ ቤትጽሕፈት ጉዳይ
ምርካብ ሓገዝ መንበሪ ገዛን ምምሕዳራዊ ኣሰራርሓን ፣ ዝነጥፍ መሕበር
ብነጻ
ቤት ጽሕፈታት
መንበሪ ገዛ

ምምስራትን ሓባራዊ ህይወትን ሌላን
ምርኻብን ምምስራትን ዕርክነት JRS ጂ ኣር ኤር ጀነስ
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ምምሃር ቋንቋ ትምህርቲ ፈረንሳ ናብ ደረጃ A2 ንምብጻሕ
ምምሃር ቋንቋ ትምህርቲ ፈረንሳ ናብ ደረጃ A2 ንምብጻሕ 100 ሰዓታት ሳዕስዒትን ትያትርን ብቐሊሉ ብፈረንሳ ንምርድዳእ
ብነጻ
ትኽኽል 7 ወርሒ
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ስልጠና ኣብ ዲቪታል ኣብ ምምሕዳራዊ ኣሰራርሓን ምርካብ
ምሕጋዝ ን ቋንቋ ፈረንሳ ንጽገሙ ሓደስቲ መጻእቲ ብነጻ ዝወሃብ ዲጂታላዊ ዓውደ መጽናዕቲ
ብነጻ
ፈረንሳይ
ቤት ጽሕፈታት

ስልጠና ምሃብ ን ቋንቋ እንግሊዝኛ ንዝመልኩ ሰባት ኣብ ሞያ ክንክን ህጻናት
ስልጠና ብእንግሊዝኛ፣ ምስ ትምህርቲ ፈረንሳ፣ ኣብ ጽላት ቅድመ ቁልዕነት ንምስራሕ ዝዓለመ ስልጠና እዩ
ብነጻ
ትኽኽል 3 ወርሒ
ምስልጣን ሞያ
ፈረንሳይ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት

ምርካብ ኣሰናይነት ስራሕ ንምርካብ
ምርካብ ደገፍ ኣብ ስራሕ ዓለምን ኣብ ማሕበራዊ ናብራ ምስ ትካላት ኣብ ምውህሃድ ናይ ድጋፍ ሓገዝ ተቅርብ ትካል እያ።
ብነጻ
ኣብ መንጎ {{min ዝተሓተ}} ን {{max ዝለዓለን}} ዘሎ {{unit መዐቐኒ}}
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት

ምስራሕ ንዲጂታላዊ ዳግመ ስልጠና ምሃብ
ናይ ስልጠና ኣብ ዲጂታላዊ ሞያን ኮርሳት ፈረንሳን ንደቂ ኣንስትዮ
ብነጻ
ትኽኽል 3 ወርሒ
ምስልጣን ሞያ
ስድራ-ቤት
ፈረንሳይ
ስድራ-ቤት
ፈረንሳይ
