Panneau de gestion des cookies

{{ሓጺር}} ፋይላት ንእትደልይዎ ፈትሹ

ናይ ምምሕዳር ፋይላት

103

ድሉዋት ፋይላት

84
ድሉዋት ፋይላት
84
ኣብ ኵሉ ሃገረ ፈረንሳይ

Rencontrer et co-construire

Se rencontrer et co-construire à JRS Jeunes
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
JRS FranceJRS Jeunes
ኣብ ኵሉ ሃገረ ፈረንሳይ

ምስራሕ ንዲጂታላዊ ዳግመ ስልጠና ምሃብ

ናይ ስልጠና ኣብ ዲጂታላዊ ሞያን ኮርሳት ፈረንሳን ንደቂ ኣንስትዮ
ብነጻ
ትኽኽል 3 ወርሒ
ምስልጣን ሞያ
ስድራ-ቤት
ፈረንሳይ
ስድራ-ቤት
ፈረንሳይ
Sistechምስ Sistech
ብ ኦንላይን

ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ኦን ላይን ብቐጥታ ምምሃር

ስልጠና ቋንቋ ፈረንሳ፣ ኣብ ኦን ላይን ንምምሃር ወይ'ውን ፣ ልዑል ክእለት ናይ ቋንቋ ክእለት ንምምላኽ
30€ ናይ ወርሒ
ፈረንሳይ
SUPEDUCATION RENNESሱፐዲክሽን SUPEDUCATION
ኣብ ኵሉ ሃገረ ፈረንሳይ

ምልላይ ምስ ሰብ ሞያ እስፖርት ኣብ ሓደ ኣብ መዓልቲ ስፖርት ብምስታፍ

እዚ ኣብ ሓደ ስታድዩም ኣብ ዝካየድ ናይ ምልመላ መዓልቲ ብምስታፍ ስራሕ ርኸብ
ብነጻ
ዳርጋ 7 ሰዓት
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
Pôle emploiምስ Du Stade vers l'emploi
ብ ኦንላይን

ቋንቋ ፈረንሳ መዝገበ ቃላት ኣብ ኣፕሊኬሽን ንምጽናዕ፣

እዚ ናይ FACT ኣፕሊኬሽን ፣ ንስራሕ ዝጠቕም ናይ መዝገበበ ቃላት ናይ 8 ሃገራት ትርጉም ዝሓዘ እዩ።
ብነጻ
ፈረንሳይ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
Entreprendre Ensembleኣብ ምዕቡላት ስልክኹም ተውርድዎ መርበብ ሓበሬታ ኣፕሊኬሽን l'application FACT፣
ብ ኦንላይን

ተሳትፎ ወለንታዊ ተግባር

ኣብ ጥቃ መንበሪኹም ወለንታዊ ስራሕ ወይ ካብ ርሑቕ ኴንካ ምፍጻም
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
JeVeuxAider.gouv.frጁ ቩ ኤደ. ጉቭ. ኤፍ-ኣር JeVeuxAider.gouv.fr
Doubs

ምርካብ ዝምጥነኩም ገዛ

L'agence SOLIHA peut vous proposer des logements à louer dans le privé avec des loyers moins chers. እዚ ሶሊሃ (SOLIHA) ዝተባህለ ማሕበር እዚ፣ ዝካረ መንበሪ ገዛ ናይ መንግስቲ ከምኡ እውን ኣብ ናይ ብሕቲ፣ ብዝሓሰረ ዋጋ ኣብ ምርካብ ክተሓበበር ይክእል።
መንበሪ ገዛ
SOLIHA AIS DOUBS COTE D'ORምስAvec SOLIHA AIS 25-21
ብ ኦንላይን

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ብ ኦን ላይን

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳይ ምንባር ኣብ ፈረንሳን፣ ትምህርቲ ደረጃ ኣ ሓደ"A1" ኣ ክልተ"A2" ወይ ን በ ሓደን "B1" ፣
ብነጻ
ዝተሓተ 3 ሰዓት
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
Délégation interministérielle pour l'accueil et l'intégration des réfugiésምንባር ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ
ብ ኦንላይን

ምርዳእ ንታሪኽ ናይ ስነ- ጥበብ

ምድህሳስን ምዕዛብን ኣብ ስነ-ጥበብ ስርሓት ናይ ኢድ
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
Délégation interministérielle pour l'accueil et l'intégration des réfugiésፓኖራማ Avec Panorama de l'artናይ ስነ-ጥበብ
ኣብ ኵሉ ሃገረ ፈረንሳይ

ሓገዝ ንኣቖልዑት ብሕማቕ ኣተዓባቢያ ዝዓብዩ ወይ ዝተሓዙ

ቆልዓ ኮንካ ዝኾነ ዓመጽ እንተ ዝወርደካ ሃልዩ፣ ናይ ማህረምቲ ይኹን ወይ ዓመጽ ን ካልእን ስጋዊ ርክብ በዚ ቁጽሪ ብቀጥታ ክተረክብና ትኽእል 119.
ብነጻ
ጥዕና
ስድራ-ቤት
Délégation interministérielle pour l'accueil et l'intégration des réfugiésኣብ ሓደጋ ንዘለዉ ቆልዑ
ብ ኦንላይን

ብ ስማርት ፎን ፣ ቋንቋ ፈረንሳይ ምምሃር

ብ ኣፕሊኬሽን ቋንቋ ፈረንሳምምሃር ፣ ወላ ምጽሓፍን ምንባብን ይኹን ::
ብነጻ
ፈረንሳይ
Langues Pluriellesብሳላ J'apprends
ብ ኦንላይን

ንስራሕን መንበሪ ገዛን ስደተኛታት ንምርካብ ዘራኽብ ዓንኬል ሓበሬታ

ረለፍ፣ ሓደ መስመር ንመንበሪ ገዛ ንስራሕን ንረፍጂ ስደቴኛታት ኣብ ፍርንስ ቴር ድ ኣዚል፤፣
ብነጻ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ
መንበሪ ገዛ
France Terre d'Asileሮለረፍ Reloref
Doubs

ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ

እዚ ትምህርቲ ፈረንሳ ምዝራብን ምጽሓፍን ንምምሕያሽ፡ ከምኡ’ውን ባህሊ ፈረንሳ ብዝበለጸ ንምርዳእ
ብነጻ
ዝተሓተ 4 ወርሒ
ፈረንሳይ
ምስልጣን ሞያ
ምምሃር
Centre de Linguistique Appliquée - Université de Franche-Comtéምስ Centre de linguistique appliquée - Université de Franche-Comté
ኣብ ኵሉ ሃገረ ፈረንሳይ

ምዑቋብ ንሓደ ወይ ሓንቲ ስደተኛ።

ስደተኛታት ንምዕቋብ ድሌት ኣለኩም'ዶ? ኣብ ምጽላል ወይ ምዕቋብን ምዕራፍን ዝግበር መደብ ከመይ ጌርኩም ኣብ ግብሪ ከምተውዕልዎ ዳህስሱን ኣናፍልጦ ርኸቡን፣
ብነጻ
መንበሪ ገዛ
Ministère de l'Intérieurመደብ ምጽላል 'ምዕቋብ ዜጋታት'
ኣብ ኵሉ ሃገረ ፈረንሳይ

ናይ ሓደ ስደተኛ ሰብ ኣባሊጋ ወይ ናይ ቀረባ ተሓታታቲ ምዃን፣

ንሓደ ስደተኛ ተኸታቲልካ ወይ ስፖንሰር ሺፕ ብምዃን፣ ኣብ ሕብረተሰብ ፈረንሳ ከም ዝወሀሀድ ምግባር እዩ።
ብነጻ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
Ministère de l'Intérieurመደብ ምጽምባር ናይ ሞያዊ ሂወት ወይ ናብ ስራሕ ዓለም ምእታው (Insertion professionnelle)፣